Home Articles posted by Serawr (Page 2)
Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 06 ሕዳር 2018 ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተገብረ እገዳ ንምልዓሉ ኣብ ዝዳለወሉ ዘሎ እዋን፣ ናይ ነዘርላንድስ / ሆላንድ ሰብ መዚ ኣብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ እገዳ ምልዓል ብጋዜጠኛታት ምስ ተሓተቱ መንግስቶም  ነቲ እገዳ ዘስዓበ ምኽንያታት ሓደ በሓደ ክርኣይ ከምዘለዎን ብፍላይ ድማ  2 % ኤርትራ ንዜጋታት ተኽፍሎ ከም ሓደ ኣትቢቕካ […]Continue Reading
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 02 ሕዳር 2018 መንስግስቲ ኣመሪካ እገዳ ንኽናዋሕ ኣትኪሉ ሒዝዎ ዝጸነሐ መርገጽ ድሕሪ ምቅያሩ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናይ ጸጥታ ቤት ምኽሪ እገዳ ንምልዓል ይዳሎ ከምዘሎ ናይ ዓዲ እንግሊዝ መራኸቢ ቡዙሃን ደይሊ መይል ሓቢራ። ብርጣንያ ድሮ ናይ ኣጽዋርን፣ ኩሎም ናይ ምጉዓዝ ምኽልካልን፣ ናይ ንብረት ምድስካልን ንኤርትራ ታርጌት ዝገበረ እገዳታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንኽልዓል […]Continue Reading
Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 02 ሕዳር 2018 ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ቃለ መሕተት ብዛዕባ ስምምዕ ሰላም ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ጽባሕ ሰዓት ሸሞንተ ናይ ምሸት ብናይ ኤርትራ ኣቆጻጽራ ግዜ ምስ ቲቪ ኤረን ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራን ከካይድ እዩ። ሚንስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ከምዝሓበሮ እቲ ቃለ መሕተት ኣገዳስነትን፣ ተበጺሑ ዘሎ ሞዕባለታትን፣ ዘባዊ ጽልዋታት ናይዚ ታሪኻዊ ስምምዕ ሰላም ከምዘብርህ […]Continue Reading
Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 25 ጥቅምቲ 2018     ኣብዚ መሪሕነት ህወሓት ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዓቢኡ ድማ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክዓስል ጀሚሩ ዘሎ ሰላም ንምዝራግ ንጡፍ ተጻብኦ ኣብ ዘካይደሉ እዋን፣ ማይክ ኮፍማን ዝተባህለ ኣባል ኮንግረስ ናይ ሕቡራት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሓላፊ ስለያ ናይ ህውሓት ጌታቸው ኣሰፋ ኣህጉራዊ እገዳ ክግበር ጻዊዒት ኣቕሪቡ። ኣብቲ ናብ […]Continue Reading
Tigrinya
ረድዮ ሰራውር ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ዘተ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርን ዘቦና ምስ ነኣምን መብራህቱን ኤፍሬም ኪዳነን ኣብ ቀዳማይ ክፋል ሕቶታት ኣብ ኣመዓባብላ እዚ ዘሎ ህልው ኩነታትን ብኸመይን ንምንታይን ከምእዉን ምኽንያታትን ምስጢራት ናይዚ ድሕሪ ዕስራ ዓመታት ዝመጸ ዓቢ ለውጢ እንታዮም? ናይ ሰላም ስምምዕ ንምንታይ ኣቐዲሙ ኣይተኻእለን ዝብሉ ዝድህስስ እንሆ። ሰናይ ምክትታል!     Share on: […]Continue Reading