Home Archive by category Contact us

Contact us

Contact us

Video – Interview ቃለ መሕትት ሚክኤለ ተክለሚካኤል ተወልደብርሃን – መሰረታዊን ነገራት ናይ ነብሶም ከየማልኡ ደኺምና ከይበሉ ኣብ ክሉ ዓውድታት – ልእላውነትን ድሕነት ዘረጋግጹ ፣ ሰማያት ዘውሕሱ፣ ኩሉ ህዝባዊ ኣገልግሎት ኣብ ምቅራብ ዝርከቡ ሰብ ታሪኽን ክብርታትን ኣለው፡ ፡

መሰረታዊን ነገራት ናይ ነብሶም ከየማልኡ ደኺምና ከይበሉ ኣብ ክሉ ዓውድታት – ልእላውነትን ድሕነት ዘረጋግጹ ፣ ሰማያት ዘውሕሱ፣ ኩሉ ህዝባዊ ኣገልግሎት ኣብ ምቅራብ ዝርከቡ ሰብ ታሪኽን ክብርታትን ኣለው፡ ፡ ካብቲ ዝገርም ናይ’ዞም ረበሓ ሃገር ዘቐድሙ ንንብረት ሃገርን ህዝብን ካብ ናይ ውልቃዊ ንብረቶም ዝከናኸኑ ብሓልዮት ህዝቦም ዘገልግሉ፣ ብዛዕብኦም ብዙሕ ኣይስማዕን ፣ ምኽንያቱ ባህሊን ክብርታትን ህዝባዊ ግንባር ብተግባሮም […]