Home Archive by category Life Style

Life Style

Life Style Tigrinya

ምእሳር ናይ ስነጥበባዊ ቆርጫጭ ብመንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ- “ስነጥበባዊ ክብረቱ ኣብ መሬቱ”

          ኩሉ ሰብ ክብረቱ ኣብ ሃገሩ ምዃኑ ኩሉ ዝኣምነሉ ሓቒ እዩ። ብፍላይ ግን “ንስነጥበባዊ ኣብ ሃገሩ እዩ ክብረቱ” ዝብል ዘረባ ዋላ እቶም ንስደት ዘምርሑ ስነጥበባውያን ንዝሓለፍዎ ጽቡቕ ግዝያት እንዳዘከሩ ዝብልዎ ዘረባ እዩ። ስነጥበባዊ ቖርጫጭ ካብቶም ህቡባትን ብስርሖም ዝድነቁን ቀልጢፎም ዝማዕበሉን መንእሰያት ሓድ እዩ። ብኩሉ መለኺዒታት እንከላይ ብኣታዊን ጽቡቕ ባይታ ረኺቡ ንነዊሕ […]