Home Archive by category News

News

News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 12 ሕዳር 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ቡዙሕ ዓበይቲ ፍጻመታት ካብ ሰዓት ናብ ሰዓት እንዳወሰኹ ዝኸዱ ሞዕባለታት ይረኣዩ ኣለዉ። ብምእሳር ናይ 37 ዓበይቲ ሓለፍቲ ናይ ጸጥታ ምስ ናይ ሓጻውን ኮርፖረሽን ዝተኣሳሰረ ዝጀመረ፣ ሲዒቡ  ናብ 63 ከምዝደየበን ምስ ዘስደምም ዝርዝራትን ናይ መራሕቲ ወያነ ምዝማት ሃገር ብናይ ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ተዋሂቡ። ቢልዮናት ብለቓሕ ዝመጸ […]Continue Reading
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 08 ሕዳር 2018 ናይ ሶማልያ ፕረሲደንት ፋርማጆ ጽባሕ ናብ ጎንደር ከምዝኣቱ ዳይረክተር ናይ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ናይ ሪፓፕሊክ ሶማል ሓቢሩ። ዕላማ ናይዚ ምብጻሕ ስሉሳዊ ኣኼባ ምስ ፕረሲደንት ኢስያስን ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢ ንምክያድን ነቲ ኣሞንጎ ሰለስቲኤን ሃገራት ኣብ ኣስመራ ዝተፈረም ስምምዕ ናይ ምውህሃድ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምድልዳል ከምዃኑ ብተወሳኺ ገሊጹ። ኣብ ሞንጎ ኤርትራን […]Continue Reading
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ 08 ሕዳር 2018 ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢ ሎማዓንቲ ንፕረሲደንት ኢስያስ ንምቕባል ኣብ ጎንደር ከምዛኣተወ ተሓቢሩ። ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ጽባሕ ዓርቢ ናብ ጎንደር ከምዝኣቱን ኣብ ምብጽሑ ታሪኻዊን ናይ ልምዓትን ቦታታት ምብጻሕ ከካይድ እዩ። እዚ ምብጻሕ ሓዲሽ ዘይኮነ ገለ ኣዋርሕ ይገብር ናይ ክልል ኣምሓራ ሰብ መዚ  ንኤርትራ ኣብ ዝበጽሕሉ ግዜ ንፕረሲደንት ኢስያስ ዕደመ ከም ዝገበርሉ […]Continue Reading
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 02 ሕዳር 2018 መንስግስቲ ኣመሪካ እገዳ ንኽናዋሕ ኣትኪሉ ሒዝዎ ዝጸነሐ መርገጽ ድሕሪ ምቅያሩ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናይ ጸጥታ ቤት ምኽሪ እገዳ ንምልዓል ይዳሎ ከምዘሎ ናይ ዓዲ እንግሊዝ መራኸቢ ቡዙሃን ደይሊ መይል ሓቢራ። ብርጣንያ ድሮ ናይ ኣጽዋርን፣ ኩሎም ናይ ምጉዓዝ ምኽልካልን፣ ናይ ንብረት ምድስካልን ንኤርትራ ታርጌት ዝገበረ እገዳታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንኽልዓል […]Continue Reading