Home Archive by category Publication

Publication

News Publication Tigrinya Tigrinya

መለኣኽቲ ናይ “ሰላም ቅኒት” ኣብ ረድዮ ድምጺ ኣመሪካን (VOA) ዘይቀረበ ጭብጥን

መለኣኽቲ ናይ “ሰላም ቅኒት” ኣብ ረድዮ ድምጺ ኣመሪካን (VOA) ዘይቀረበ ጭብጥን ሰራዉር ናይ ሓበሬታን መጽናዕትን ማእከል 01 ታሕሳስ 2017 ሰብ ‘ቅኒት መዝሙር ሰላም ንህዝቢታት ኢትዮጵያን ኤርትራን’ ኣብዚ ከይተበገሰ ዝተቓለዐን ዝተነጸገን ናይ ቅንዕና ዘይብሉ ተበግሶ፣ ብዘይ ገለ ሕፍረት ዘይምስሉ ክህብዎን ናይ ሰላም መላእኽቲ ኮይኖም ክቐርቡን ኣብ ቃለ መሕተት ምስ ድምጺ ኣመሪካ (VOA) ብዕለት ሕዳር 29 ዝገበርዎ […]
News Publication

The TPLF Counterfeits the Eritrean Currency

Serawr Infomation and Research Centre 15 October 2017 The Eritrean economy has been one of the main targets of the attacks of the TPLF and its handlers. The Eritrean currency, Nakfa, has been a subject of the overt and covert attacks.   The TPLF counterfeited Eritrean currency with the aim of weakening the currency, and preventing the remittance from Eritreans living
News Publication Tigrinya

ድፍረትን ፍሽለትን ማርቲን ፕላውትን ሰላም ኪዳንን ኣብ ህንጻ ፓርላማ ዓባይ ብርጣንያ

Fri 14 July 2017 ሙሴ ክፍሎም ኣብ ዝሓለፈ ቁሩብ ዓመታት ኣብ ቡዙሕ ኣብ ለንደን ንምስሊ ኤርትራ ንምድዋንን ንጽልዋታት ተባሂሎም ዝግበሩ ብኸም ማርቲን ፕላውትን ደቂ መዛመርቱን ተሳቲፈ። ብተመሳሳሊ ቅድሚ ክልተ መዓልታት ኣብ ናይ ዓባይ ብርጣን ፓርላማ ህንጻ ብማርቲንን ሰላም ኪዳነን ዝተካየደ ኣኼባ ተሳቲፈ። እቲ ኣድቨርት ዝገበርዎ ኣርእስታት ንምንታይ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ናብ መንገዲ ኢሮፓ ይመርጹ፧ ንምንታይ ኢሮፓ ሕብረት […]