Home Archive by category Tigrinya

Tigrinya

Tigrinya
ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፍወርቂ ናይ ኤርትራ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንሃናጺ ጽምዶ ከምዝሰደድ ገሊጹ። እዚ ስጉምቲ ድሕሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወሰዶ ኣውንታዊ ስጉምቲ ናይ ምሉእ ብሙሉእ ምቅባልን ምትግባርን ሕጋዊ ብይን ናይ ኣልጀረስን ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢ ኣሕመድ ብንጹር መንገዲ ኣብ ፓርላማ ዝሃቦ መግለጺን እዩ መንግስቲ ኤርትራ ነዚ ሰናይ ምላሽ ዝህብ ዘሎ። እዚ ስጉምቲ ነቶም ንነዊሕ ዓመታት ንህዝብታት ኤርትራን […]Continue Reading
Publication Tigrinya Tigrinya
06/06/2018 ሰራውር ናይ ሓበሬታን ማእከል ናይ ኢህወደግ ፈጻሚ ኮሚቲ ናይ ኣልጀርስ ውዕል ብሙሉኡ ተቐቢሉ ተግባራዊ ክገብሮ ከምዝወሰነ መግለጺ ኣውጽዩ።  ኣብዚ ዝወጸ መግለጺ ካብ ወሪሩ ሒዝዎ ዘሎ መሬት ኤርትራ ከምዝስሕብ ብንጹር ዋላ ተዘይገለጸ፣ ካብቶም ንነዊሕ ዓመታት ንምድንጋር ተባሂሉ ክብሃሉ ዝጸንሑን ግን ፍሉይነት ዘለዎ ይመስል። ኣብ 2002 ናይ መወዳእታን ቀያድን ብይን ዶብ ምስተዋሃበ፣ ኣክንዲ ነትውዕል ተቐቢሎም ኣብ […]Continue Reading
News Publication Tigrinya Tigrinya
መለኣኽቲ ናይ “ሰላም ቅኒት” ኣብ ረድዮ ድምጺ ኣመሪካን (VOA) ዘይቀረበ ጭብጥን ሰራዉር ናይ ሓበሬታን መጽናዕትን ማእከል 01 ታሕሳስ 2017 ሰብ ‘ቅኒት መዝሙር ሰላም ንህዝቢታት ኢትዮጵያን ኤርትራን’ ኣብዚ ከይተበገሰ ዝተቓለዐን ዝተነጸገን ናይ ቅንዕና ዘይብሉ ተበግሶ፣ ብዘይ ገለ ሕፍረት ዘይምስሉ ክህብዎን ናይ ሰላም መላእኽቲ ኮይኖም ክቐርቡን ኣብ ቃለ መሕተት ምስ ድምጺ ኣመሪካ (VOA) ብዕለት ሕዳር 29 ዝገበርዎ […]Continue Reading
News Publication Tigrinya
Fri 14 July 2017 ሙሴ ክፍሎም ኣብ ዝሓለፈ ቁሩብ ዓመታት ኣብ ቡዙሕ ኣብ ለንደን ንምስሊ ኤርትራ ንምድዋንን ንጽልዋታት ተባሂሎም ዝግበሩ ብኸም ማርቲን ፕላውትን ደቂ መዛመርቱን ተሳቲፈ። ብተመሳሳሊ ቅድሚ ክልተ መዓልታት ኣብ ናይ ዓባይ ብርጣን ፓርላማ ህንጻ ብማርቲንን ሰላም ኪዳነን ዝተካየደ ኣኼባ ተሳቲፈ። እቲ ኣድቨርት ዝገበርዎ ኣርእስታት ንምንታይ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ናብ መንገዲ ኢሮፓ ይመርጹ፧ ንምንታይ ኢሮፓ ሕብረት […]Continue Reading