Home Archive by category Videos

Videos

Tigrinya Video Videos

ሓለፍትን ሰራሕተኛታትን ኦክስፋም ድሕሪ ሓደጋ ምንቅጥቃት መሬት ኣብ ዝምዉና  ተጸሚዶም ከምዝነበሩ ተቃሊዑ። 

  ኦክስፋም ዝተባህለ ናይ ግብረ ሰናይ ውድብ ንግዳይት  ምንቅጥቃጥ ምሬት ናይ ሀይቲ ንኽረድኡ ኣብ 2011 ኣብ ዝኣተውሉ እዋን፣ ሓለፍትን ሰራሕተኛታትን  ኣብ ዝምዉና እንከላይ ምስ ትሕቲ ዕድመ ኣዋልድ ተጸሚዶም ከምዝነበሩ ተቃሊዑ። ብተወሳኺ እዚ ከምዚ ዓይነትን ካልእ ዓመጻትን ኣብ ኦክስፋም ጥራይ ዘይኮነ፣ ኣብ ብዙሓት ናይ ግብረ ሰናይ ውድባት ብሰፊሕ የጋጥም ከምዃኑ ተሓቢሩ።   ኣብዚ ኣሸሓት ዝቐዘፍን፣ ሚልዮናት […]
Videos

ስለምንታይ ህዝቢ ኤርትራ ሚልዮናት ገንዘብ ወዲቑ ዝተረኸበ ንፖሊስ የረክብ

  ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኤርትራ ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮንን ፈረቓን ዝግመት ገንዘብን ንብረትን ኣብ መንገዲ ጠፊኡ ዝተረኽበ፣ ብህዝቢ ናብ ፖሊስ ተረኺቡን ናብ ዋናታቱ ተመሊሱን ገለ ድማ ኣብ መስርሕ ምምላስ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እዚ ኣብ ቡዙሕ ከባቢታት ዓለም ከም ኣደናቒ ነገር ውይ’ዉን ቡዙሓት ንኽኣምንዎ ይጽግሞም እዩ። ምኽንያቱ ኣብተን ዝሃፍተማ ሃገራት፣ ንኣብነት ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ መንገዲ ቀሲንካ […]
News Tigrinya Videos

A short Tigrigna Documentary on President-elect Donald Trump ንምንታይ እዩ ዶናልድ ትራም ፕረሱደንት ክኸዉን በቂዑ? መግለጺ – ታሪክ ስነሓሳብን ፖለቲካዊ ስርዓትን ሳዕቤናቶም ኣብ ህዝቢ ምዕራብን ዓለምን።

A short Tigrigna Documentary on President-elect Donald Trump and the recent other development in West and the impact on our region and country in context of history, idealogy and political system. ንምንታይ እዩ ዶናልድ ትራም ፕረሱደንት ክኸዉን በቂዑ? መግለጺ – ታሪክ ስነሓሳብን ፖለቲካዊ ስርዓትን ሳዕቤናቶም ኣብ ህዝቢ ምዕራብን ዓለምን። Share on: WhatsApp