News Tigrinya

ነትጒ ኣብ ሰለማዊ ሰልፊ ናይ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተፈንጂሩ ሰባት ቀቲሉ

 

 

 

 

23 ሰነ 2018 ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል

 

ነትጒ ኣብ ሰለማዊ ሰልፊ ናይ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተፈንጂሩ ሰባት ቀቲሉ

ንቀዳማይ ሚንስተር ዝመርሖ ለውጢ ንምድጋፍ ኣሸሓት ህዝቢ ዝተሳተፎ ሰለማዊ ሰልፊ ብዝተፈንጀረ ነትጒ ሓያሎ ሰባት ከም ዝተቀትሉ ናይቲ ሃገር መራኸቢ ቡዙሓን ሓቢረን።

እቲ ነትጒ ቀዳማይ ሚንስር ዘረብኡ ምስወደአ ድሕሪ ምፍንጃሩ፣ ጸጥታ ናይቲ ሃገር ካብቲ ቦታ ከምዝወሰድዎ ተሓቢሩ። ፖሊስ ናይቲ ሃገር ግን እቲ ዓቢ ከምዘይነበረን ዝተቀትሉ’ውን ዉሕዳት ከምዃኖም ይገልጹ።

እዚ ፍጻሜ ዘብርሆ እንተሃልዪ ገና ነዚ ኣወንታዊ ዝርኣይ ዘሎ ለውጥን ኣንፈትን ንምዝራጉ ዝተዓጥኩ ዓቅሎም ዘጽበቡ ዘለው ወገናት ከምዘለዉን ጥንቃቀን ምምካቶምን ብኹሉ መዳያት ከምዘድልን ዘብርህ እዩ።

Serawr

Related Posts

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Shares