News Tigrinya

ኤርትራ ካበይ ናበይ – ጉዳይ ቅዋም – Part One

ኣብዚ  መደብ ብዛዕባ መስርሕ ምስግጋር ናብ ሓድሽ ናይ ሰላም መድረኽን ፖለቲካዊ ንጥፈታት እንከላይ ጉዳይ ቁዋም ዘጠቃለሉ ኣርእስታት ክንድህስስ ኢና። ብመጀመርያ መረዳእታ ናይ ቅዋም እንታይዩ ዝብል ሕቶ ክንዝትይ ኢና? ብምቕጻል መስርሕ ቅዋም ብመንጽር ናይ ኤርትራን ኣሁጉራዊ ተሞክሮታት እንታይ ይመስል? ንምንታይ ናይ ኤርትራ ቅዋም ዳግማይ ክስራሕ የድልዮ? ንረባሓ ሃገር ዝሕሉን ኣብ ክውንነት ሃገርን ዓለምን ዝተሰረተ ምህናጽ ስርዓት እንታይ ከማልእ ይግባእ?

Serawr

Related Posts

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Shares