
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 22 ሕዳር 2018 ናይ ኣመሪካ ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ቲቦር ናጊ ናብ ኤትርራን ሃገራት ናይ ምስራቕ ኣፍሪቃ ምብጻሕ ከካይድ እዩ። ዕላማ ናይ ዑደቱ ከም ኣካል ጻዕርታት ናይ ኣመሪካ ዝሓየለ ናይ ንግድን ንግዳዊ ምትእስሳር ንምሕያል ምዃኑ መግለጺ ናይ መንግስቲ ኣመሪካ ሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ዕስራ ዓመታት ርክባት ናይ ኤርትራን ኣመሪካን ናብ ዝተሓተ […]Continue Reading