መራሕቲ ወያነ ንሰላም መስርሕ ንምዕንቃፍ ብስም ህዝቢ ዝወደብዎ ምቅዋም ንሰራዊትን ኣጽዋርን ኢትዮጵያ ካብ ዲብ ምስሓብ ብምኽያድን፣ ንገበነኛታት ከም ጌታቸው ኣሰፋን ካልኦትን ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ከረክቦም ዝቀረበሉ ሕቶ ብምንጻግ ነቲ መደናገሪ ፖለቲኣዊ ባህሊ ወያነ ዳግማይ ኣቃሊዖም። መራሕቲ ወያነ በቲ ሓደ ወገን ህዝቢ ተጠቒሞም ሰራዊትን ኣጽዋርን ካብ ዶብ ከይስሕብ ተቃውሞ የካይዱ፣ በቲ ካልእ ድማ […]
Continue Reading