Home Posts tagged Eritrean music
News Tigrinya
ክቡራት ተኻታተልቲ ሬድዮ ሰራውር ብኣጋጣሚ በዓል ኣሁጉራዊ  ደቀንስትዮ ፍሉይ መደብ ቃላ መሕትት ምስ ሰነጥበባውን ኣባል ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራን በራኺ ገብረመድህን ሒዝና ቀሪብና ኣለና። በራኺ በቲ ሓያል ፍርያት ስነጥበባዊ ስርሓቱ ኣብ ብዙሓት ሰባት ክብርን ዝናን ዘትረፈ እዩ። ሕጅ ድማ እንሆ ልክዕ ከም ፍርያት ስነጥበቡ ብፍቅራውን ወኒ ዝመለኦ መንፈስን ብዛዕባ ድሕረባይትኡን ንምንታይን ብኸመይን ኣብ ምስናድን ምኹላዕን ታሪኽናን […]Continue Reading