Home Posts tagged eritrean news
News Tigrinya
        ፕረሲደንት ናይ ቱርኪ ንኤርትራዊ ኣልዓማ ሊክ ዝበሃል እስላማዊ ውድብ ብወግዒ ክሕግዝ ጀሚሩ። ብዕለት ሓሙሽተ ናይዚ ሓድሽ ዓመት ላዕለዋይ በዓል ስልጣንን ናይ መንግስቲ ቱርኪ ፖሊሲ ኣብ ናይ ዓረብን እስላማዊ ክፋል ዓለምን ኣብ ምሕንጻጽ ዓቢ ጽልዋ ከምዘለዎ ዝፍለዝጥ ያሲን ኣክታይ ዝተባህለ ቀንዲ ኣማኻሪ ናይቲ መንግስቲ ሰልፊ ኣብዚ  ናይ ምምራቕ ቤት ጽሕፈት ምኽፋት ዝተኻየደ […]Continue Reading
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 22 ሕዳር 2018 ናይ ኣመሪካ ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ቲቦር ናጊ ናብ ኤትርራን ሃገራት ናይ ምስራቕ ኣፍሪቃ ምብጻሕ ከካይድ እዩ። ዕላማ ናይ ዑደቱ ከም ኣካል ጻዕርታት ናይ ኣመሪካ ዝሓየለ ናይ ንግድን ንግዳዊ ምትእስሳር ንምሕያል ምዃኑ መግለጺ ናይ መንግስቲ ኣመሪካ ሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ዕስራ ዓመታት ርክባት ናይ ኤርትራን ኣመሪካን ናብ ዝተሓተ […]Continue Reading
Tigrinya
ረድዮ ሰራውር ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ዘተ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርን ዘቦና ምስ ነኣምን መብራህቱን ኤፍሬም ኪዳነን ኣብ ቀዳማይ ክፋል ሕቶታት ኣብ ኣመዓባብላ እዚ ዘሎ ህልው ኩነታትን ብኸመይን ንምንታይን ከምእዉን ምኽንያታትን ምስጢራት ናይዚ ድሕሪ ዕስራ ዓመታት ዝመጸ ዓቢ ለውጢ እንታዮም? ናይ ሰላም ስምምዕ ንምንታይ ኣቐዲሙ ኣይተኻእለን ዝብሉ ዝድህስስ እንሆ። ሰናይ ምክትታል!     Share on: […]Continue Reading
News
Serawr Information Centre 08 September 2018 The face of the Horn of Africa region is changing fast. Another joint cooperation agreement has been signed among the key three states of the region- Eritrea, Ethiopia and Somalia. In a matter of a few hours, the high-level joint committee that was formed to coordinate efforts, visited Djibouti […]Continue Reading