Home Posts tagged ethiopia Eritrea border conflict
Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 23 መስከረም 2018 ናይ ሰላም ኖብል ተሸላሚት ዝኮነት ለይማህ ግቦዊ ዝተባህለት ውርይቲ ላይበርያዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝወሰደኦ ስጉምቲ ንሰላም ናይ 2018 ናይ ዓለም መዓልቲ ሰላም ብስም ክልቲኤን ሃገራት ክውፈ ኣለዎ ክትብል ጺሒፋ። “ኣብዚ ናይ ዓለም ናይ ሰላም መዓልቲ ነብዕለሉ ዘለና መዓልቲ፣ ጸሎተይ ዓለምና ሓደ ስጉምቲ ንቅድሚት ናብ ናይ ዓለም ሰላም እንዳቐረበት ክትቅጽል […]Continue Reading
Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 11 መስከረም 2018 መራሒ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ኩሉ መሬት ኤርትራ እንከላይ ባድመ ብመሰረት ውዕል ብይን ኣልጀርስ ክወጽእ ትእዛዝ ሂቡ። እዚ ተበጹሑ ዘሎ ምዕባለ ብመሰረት ውሕሉል ስትራተጂካዊ ኣተሓሕዛን ኣተገባብራን  ናይ ሰላም መስርሕ ዝተበጽሐ ደርጃን ዓበይቲ ስርሓት ብመሪሕነት ናይ ክልቲኤን ሃገራት ክካየዱሉ ዝጸንሐን እዩ። ካብዚ እቶም ካብ ቅንዕና ተበጊሶም ክቕለውን […]Continue Reading
News
Serawr Information Centre 08 September 2018 The face of the Horn of Africa region is changing fast. Another joint cooperation agreement has been signed among the key three states of the region- Eritrea, Ethiopia and Somalia. In a matter of a few hours, the high-level joint committee that was formed to coordinate efforts, visited Djibouti […]Continue Reading
News
15 August, 2018, Serawr Information Centre After losing its iron grip on Ethiopia few months ago, the TPLF finds itself in a state of confusion and unable to give leadership to the people they claim to represent. The TPLF does not seem to know whether it is coming or going. Although the rug has been pulled out from under its feet, […]Continue Reading
News Tigrinya
  ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 13 ሓምለ 2018 ዝርዝር ፕሮግራም ናይ ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ምብጻሕ ናብ ኢትዮጵያ ተዋሂቡ። ፕረሲደንት ኢስያስ ብዱሙቕ ኣገባብ ንምቅባል ብኹሉ መኣዝናት እንከላይ ጉዳይ ጸጥታ ምቅርራብ ተጌሩ ከምዘሎ መንግስቲ ኡትዮጵያ ሓቢሩ። ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣብ ናይ ኣዲስ ኣበባ መዕርፎ ነፈርቲ ምስበጸሓ ብዱሙቕ ኣቀባብላ ናይ ህዝቢ ካብ ቦልዮ መዕርፎ ነፈርቲ ስጋብ ቤተመንግስቲ ክግበረሉ እዩ። […]Continue Reading
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 09 ሓምለ 2018 ቀዳማይ ሚንስተር ናይ ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብቲ  ታሪኻዊን፣ ዕዉትን  ናይ ክልተ ማዓልቲ ምብጻሕ ናብ ኤርትራ ዘካያዶ፣ ክልቲኦም መራሕቲ ሃገራት ዝፈረምዎ ብሓሙሽተ ኣዕኑድ ዝተነጸረ ናይ ሰላምን ሕውነትን ውዕል ብምፍራም ተዛዚሙ። ሚንስተር ናይ ዜና፣ ኣቶ የማን ገብረመስቀል  ዘውጾ ጽሑፍ ከም ዝሕብሮ እዚ ናይ ሓባር ኣዋጅ ከም ዝስዕብ ይገልጽ፥ i)  ኣብ […]Continue Reading