Home Posts tagged Isaias Afewerki
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 02 ሕዳር 2018 መንስግስቲ ኣመሪካ እገዳ ንኽናዋሕ ኣትኪሉ ሒዝዎ ዝጸነሐ መርገጽ ድሕሪ ምቅያሩ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናይ ጸጥታ ቤት ምኽሪ እገዳ ንምልዓል ይዳሎ ከምዘሎ ናይ ዓዲ እንግሊዝ መራኸቢ ቡዙሃን ደይሊ መይል ሓቢራ። ብርጣንያ ድሮ ናይ ኣጽዋርን፣ ኩሎም ናይ ምጉዓዝ ምኽልካልን፣ ናይ ንብረት ምድስካልን ንኤርትራ ታርጌት ዝገበረ እገዳታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንኽልዓል […]Continue Reading
Tigrinya
ረድዮ ሰራውር ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ዘተ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርን ዘቦና ምስ ነኣምን መብራህቱን ኤፍሬም ኪዳነን ኣብ ቀዳማይ ክፋል ሕቶታት ኣብ ኣመዓባብላ እዚ ዘሎ ህልው ኩነታትን ብኸመይን ንምንታይን ከምእዉን ምኽንያታትን ምስጢራት ናይዚ ድሕሪ ዕስራ ዓመታት ዝመጸ ዓቢ ለውጢ እንታዮም? ናይ ሰላም ስምምዕ ንምንታይ ኣቐዲሙ ኣይተኻእለን ዝብሉ ዝድህስስ እንሆ። ሰናይ ምክትታል!     Share on: […]Continue Reading
Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 11 መስከረም 2018 መራሒ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ኩሉ መሬት ኤርትራ እንከላይ ባድመ ብመሰረት ውዕል ብይን ኣልጀርስ ክወጽእ ትእዛዝ ሂቡ። እዚ ተበጹሑ ዘሎ ምዕባለ ብመሰረት ውሕሉል ስትራተጂካዊ ኣተሓሕዛን ኣተገባብራን  ናይ ሰላም መስርሕ ዝተበጽሐ ደርጃን ዓበይቲ ስርሓት ብመሪሕነት ናይ ክልቲኤን ሃገራት ክካየዱሉ ዝጸንሐን እዩ። ካብዚ እቶም ካብ ቅንዕና ተበጊሶም ክቕለውን […]Continue Reading
News
Serawr Information Centre 08 September 2018 The face of the Horn of Africa region is changing fast. Another joint cooperation agreement has been signed among the key three states of the region- Eritrea, Ethiopia and Somalia. In a matter of a few hours, the high-level joint committee that was formed to coordinate efforts, visited Djibouti […]Continue Reading
Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 5 መስከረም 2018 ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢ ኣሕመድ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ከካይድ ሎሚ ናብ ኤርትራ ኣትዩ። ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ኣብ ዓሰብ ኤርፖርት ተቀቢልዎ። ካብዚ ምብቕጻል ናብ ባጽዕን ኣስመራን ከምዝበጽሕን ተሓቢሩ። ዕላማ ናይዚ ምብጻሕ ትግባረ ናይ ሰላም ስምምዕ ክልቲኤን ሃገራት ዝፈረማሉ ምዃኑ ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ናይ ሶማል ፕረሲደንት ሎማዓንቲ ናብ ኤርትራ ከምዛኣቱን ሰለስቲኦም […]Continue Reading
External Source
Your Excellency Mohammed Abdullahi Mohammed President of the Federal Democratic Republic of Somalia, Distinguished Guests, Ladies and Gentlemen, I feel immense joy as I welcome – on behalf of the people and government of Eritrea – you, Mr. President, and your distinguished delegation to your home. The historical ties between the peoples of Eritrea and Somalia […]Continue Reading