Home Posts tagged News
News Tigrinya
  ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 13 ሓምለ 2018 ዝርዝር ፕሮግራም ናይ ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ምብጻሕ ናብ ኢትዮጵያ ተዋሂቡ። ፕረሲደንት ኢስያስ ብዱሙቕ ኣገባብ ንምቅባል ብኹሉ መኣዝናት እንከላይ ጉዳይ ጸጥታ ምቅርራብ ተጌሩ ከምዘሎ መንግስቲ ኡትዮጵያ ሓቢሩ። ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣብ ናይ ኣዲስ ኣበባ መዕርፎ ነፈርቲ ምስበጸሓ ብዱሙቕ ኣቀባብላ ናይ ህዝቢ ካብ ቦልዮ መዕርፎ ነፈርቲ ስጋብ ቤተመንግስቲ ክግበረሉ እዩ። […]Continue Reading