Home Posts tagged President Isaias Afwerki
News Tigrinya
ኣብ ናይ ሎሚ መደብና ዘተ ብዛዕባ ኩቡር ጀነራል ስብሓት ኤፍረም፣ ምዕጻው(?) ዶብን ካልእ ቐንዲ ፍጻሜታት ናይ 2018 ጉዳይ ኤርትራ-ኢትዮጵያ፣ ሶማል፣ ኣንፈት ወያነን ገለ መብርህታት ብዛዕባ ማርቲን ፕላውትን ካልኦት ጉዳይ ሚድያ ጸብጻባት ከም ናይ ኤርትራ ሰራዊት ምስዳድ ናብ ሶማልን ዘጠቃለለ ጉዳያት ይርከብዎ። Share on: WhatsAppContinue Reading
News Tigrinya
ኣብ ናይ ሎሚ ዘተ ናይ መራሕቲ ወያነ ሒዞም ዘለዉ መንገዲ ህዝቢ ትግራይ ምልዕዓል፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዕግርግር ምፍጣር፣ ሽርሕታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ፣ ብኸመይ ክግለጽ ይከኣል ብመንጸር ድሕሪ ባይታ ታሪኽ፣ ዕላማታት ወያነን ስትራተጂካዊ ጌጋታቶምን፣ ህልው ዝምቡል ስነኣእምራዊ ኩነታትን ምንቅስቃሳቶም ኣብ ሶሻል ሚድያን። ከምእዉን ብዓይኒ ረበሓ ህዝቢ ትግራይን ትግራይን እንታይ እዩ እቲ ክውንነታዊን ቅኑዕን መንገዲ ክኸውን ዝነበሮ? Share […]Continue Reading
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 13 ታሕሳስ 2018 Click below to play the video                           ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ናብ ሶማል ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። እዚ ብዕድመ ናይ መራሒ ሶማል ዝካየድ ዘሎ ወግዓዊ ምብጻሕ  ናይ ክልቲኤን ኣሕዋት ሃገራት ታሪኻዊ ርክባት ንምሕያል ምዃኑንን፣ ኣብ ጉዳያት ናይ ክልትኣዊ […]Continue Reading
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 06 ታሕሳስ 2018           ኤርትራን ኣመሪካን ርክበን ንምምሕያሽ ዘለወን ቅርቡነትን ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ተሓጋጋዚ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣቶ ቲቦር ናዢ ገሊጸን። እዚ እንዳማዕበለ ክኸይድ ዝጸነሐ ርክብ ናይ ክልቱኤን ኣገራት ንምምሕያሹ ቀንዲ ዓንቀፍቲ ኮይኖም ዝጸንሑ ኣብ ምእላይ እቲ ዝዓበየ ስራሕ […]Continue Reading