Home Posts tagged serawr.com
News Tigrinya
ኣብዚ  መደብ ብዛዕባ መስርሕ ምስግጋር ናብ ሓድሽ ናይ ሰላም መድረኽን ፖለቲካዊ ንጥፈታት እንከላይ ጉዳይ ቁዋም ዘጠቃለሉ ኣርእስታት ክንድህስስ ኢና። ብመጀመርያ መረዳእታ ናይ ቅዋም እንታይዩ ዝብል ሕቶ ክንዝትይ ኢና? ብምቕጻል መስርሕ ቅዋም ብመንጽር ናይ ኤርትራን ኣሁጉራዊ ተሞክሮታት እንታይ ይመስል? ንምንታይ ናይ ኤርትራ ቅዋም ዳግማይ ክስራሕ የድልዮ? ንረባሓ ሃገር ዝሕሉን ኣብ ክውንነት ሃገርን ዓለምን ዝተሰረተ ምህናጽ ስርዓት […]Continue Reading
News Tigrinya
ክቡራት ተኻታተልቲ ሬድዮ ሰራውር ብኣጋጣሚ በዓል ኣሁጉራዊ  ደቀንስትዮ ፍሉይ መደብ ቃላ መሕትት ምስ ሰነጥበባውን ኣባል ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራን በራኺ ገብረመድህን ሒዝና ቀሪብና ኣለና። በራኺ በቲ ሓያል ፍርያት ስነጥበባዊ ስርሓቱ ኣብ ብዙሓት ሰባት ክብርን ዝናን ዘትረፈ እዩ። ሕጅ ድማ እንሆ ልክዕ ከም ፍርያት ስነጥበቡ ብፍቅራውን ወኒ ዝመለኦ መንፈስን ብዛዕባ ድሕረባይትኡን ንምንታይን ብኸመይን ኣብ ምስናድን ምኹላዕን ታሪኽናን […]Continue Reading