Home Posts tagged Tigrinya
News Tigrinya
        መራሕቲ ወያነ  ንሰላም መስርሕ ንምዕንቃፍ ብስም ህዝቢ ዝወደብዎ ምቅዋም ንሰራዊትን ኣጽዋርን ኢትዮጵያ ካብ ዲብ ምስሓብ  ብምኽያድን፣ ንገበነኛታት ከም ጌታቸው ኣሰፋን ካልኦትን ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ከረክቦም ዝቀረበሉ ሕቶ ብምንጻግ ነቲ መደናገሪ ፖለቲኣዊ ባህሊ ወያነ ዳግማይ ኣቃሊዖም። መራሕቲ ወያነ በቲ ሓደ ወገን ህዝቢ ተጠቒሞም ሰራዊትን ኣጽዋርን ካብ ዶብ ከይስሕብ ተቃውሞ የካይዱ፣ በቲ ካልእ ድማ […]Continue Reading
News Tigrinya
ኣብ ናይ ሎሚ መደብና ዘተ ብዛዕባ ኩቡር ጀነራል ስብሓት ኤፍረም፣ ምዕጻው(?) ዶብን ካልእ ቐንዲ ፍጻሜታት ናይ 2018 ጉዳይ ኤርትራ-ኢትዮጵያ፣ ሶማል፣ ኣንፈት ወያነን ገለ መብርህታት ብዛዕባ ማርቲን ፕላውትን ካልኦት ጉዳይ ሚድያ ጸብጻባት ከም ናይ ኤርትራ ሰራዊት ምስዳድ ናብ ሶማልን ዘጠቃለለ ጉዳያት ይርከብዎ። Share on: WhatsAppContinue Reading
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 13 ታሕሳስ 2018 Click below to play the video                           ፕረሲደንት ኢስያስ ኣፍወርቂ ናብ ሶማል ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። እዚ ብዕድመ ናይ መራሒ ሶማል ዝካየድ ዘሎ ወግዓዊ ምብጻሕ  ናይ ክልቲኤን ኣሕዋት ሃገራት ታሪኻዊ ርክባት ንምሕያል ምዃኑንን፣ ኣብ ጉዳያት ናይ ክልትኣዊ […]Continue Reading