Home Posts tagged Tigrinya (Page 2)
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል  27 ሕዳር 2018 ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢ ኣሕመድ መራሕቲ ወያነ ዘቅርብዎ ዘለዉ ክስታት ብዛዕባ ዝእሰሩ ዘለዉ ሰበ ስልጣን ወያነ መልሲ ሂብሉ። ቀዳማይ ሚንስተር እቲ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ንዝኾነ ብሄር ታርጌት ንምግባር ከምዘይኮነ ትግራዋይ መራሒ ተኔሩ ምክትሉ ካብ ካልኦት ብሄራት ከምዃኖም ድሕሪ ምሕባር፣ እዚ ኣበሃህላ ናይ ገበነኛታት ባህሪ ከምዃኑ ገሊጹ። ገበነኛታት ገበን ፈጺሞም […]Continue Reading
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 22 ሕዳር 2018 ናይ ኣመሪካ ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ቲቦር ናጊ ናብ ኤትርራን ሃገራት ናይ ምስራቕ ኣፍሪቃ ምብጻሕ ከካይድ እዩ። ዕላማ ናይ ዑደቱ ከም ኣካል ጻዕርታት ናይ ኣመሪካ ዝሓየለ ናይ ንግድን ንግዳዊ ምትእስሳር ንምሕያል ምዃኑ መግለጺ ናይ መንግስቲ ኣመሪካ ሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ዕስራ ዓመታት ርክባት ናይ ኤርትራን ኣመሪካን ናብ ዝተሓተ […]Continue Reading
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 12 ሕዳር 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ቡዙሕ ዓበይቲ ፍጻመታት ካብ ሰዓት ናብ ሰዓት እንዳወሰኹ ዝኸዱ ሞዕባለታት ይረኣዩ ኣለዉ። ብምእሳር ናይ 37 ዓበይቲ ሓለፍቲ ናይ ጸጥታ ምስ ናይ ሓጻውን ኮርፖረሽን ዝተኣሳሰረ ዝጀመረ፣ ሲዒቡ  ናብ 63 ከምዝደየበን ምስ ዘስደምም ዝርዝራትን ናይ መራሕቲ ወያነ ምዝማት ሃገር ብናይ ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ተዋሂቡ። ቢልዮናት ብለቓሕ ዝመጸ […]Continue Reading
Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 06 ሕዳር 2018 ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተገብረ እገዳ ንምልዓሉ ኣብ ዝዳለወሉ ዘሎ እዋን፣ ናይ ነዘርላንድስ / ሆላንድ ሰብ መዚ ኣብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ እገዳ ምልዓል ብጋዜጠኛታት ምስ ተሓተቱ መንግስቶም  ነቲ እገዳ ዘስዓበ ምኽንያታት ሓደ በሓደ ክርኣይ ከምዘለዎን ብፍላይ ድማ  2 % ኤርትራ ንዜጋታት ተኽፍሎ ከም ሓደ ኣትቢቕካ […]Continue Reading
News Tigrinya
ሰራውር ናይ ሓበሬታ ማእከል 02 ሕዳር 2018 መንስግስቲ ኣመሪካ እገዳ ንኽናዋሕ ኣትኪሉ ሒዝዎ ዝጸነሐ መርገጽ ድሕሪ ምቅያሩ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናይ ጸጥታ ቤት ምኽሪ እገዳ ንምልዓል ይዳሎ ከምዘሎ ናይ ዓዲ እንግሊዝ መራኸቢ ቡዙሃን ደይሊ መይል ሓቢራ። ብርጣንያ ድሮ ናይ ኣጽዋርን፣ ኩሎም ናይ ምጉዓዝ ምኽልካልን፣ ናይ ንብረት ምድስካልን ንኤርትራ ታርጌት ዝገበረ እገዳታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንኽልዓል […]Continue Reading