News Tigrinya

ትግራይ ናበይ? ብኸመ’ዩ ሰለም ንመራሕቲ ወያነ ሓደጋ ንህዝቢ ትግራይ ግን ረበሓ?

ኣብ ናይ ሎሚ ዘተ ናይ መራሕቲ ወያነ ሒዞም ዘለዉ መንገዲ ህዝቢ ትግራይ ምልዕዓል፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዕግርግር ምፍጣር፣ ሽርሕታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ፣ ብኸመይ ክግለጽ ይከኣል ብመንጸር ድሕሪ ባይታ ታሪኽ፣ ዕላማታት ወያነን ስትራተጂካዊ ጌጋታቶምን፣ ህልው ዝምቡል ስነኣእምራዊ ኩነታትን ምንቅስቃሳቶም ኣብ ሶሻል ሚድያን። ከምእዉን ብዓይኒ ረበሓ ህዝቢ ትግራይን ትግራይን እንታይ እዩ እቲ ክውንነታዊን ቅኑዕን መንገዲ ክኸውን ዝነበሮ?

Serawr

Related Posts

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Shares